ሕጽረት ቀረብ ማይ ኣብ ከተማ ኣስመራ
ማዐከን ዜና ቢቢሲ ኣብ ኣስመራ ኣጓኒፉ ንዘሎ ሕጽረት ቀረብ ማይን ሳዕቤናቱን ብዝምልከት ኣብ ዝዘርግሖ ዜና፡ ኣብ ጎደናታት ኣስመራ ብሕጽረት ማይ ዜጋታት ማይ ንምርካብ ጀሪካናት ብምሓዝ ኣብ ሪጋ ክጽበዩ ምርኣይ ልሙድ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሕጽረት ቀረብ ማይ ነዊሕ ኣዋርሕ ዘቝጸረ ኮይኑ ነበርቲ እዛ ከተማ ማይ ንምርካብ ጻዕርታት ካከዪዱ መዓልታዊ ተርእዮ ኮይኑ ኣሎ። ቢቢሲ ንሚኒስተር ዜና ኣቶ…
