|
Written by BBC
|
|
Monday, 21 January 2013 16:35 |
|
Reports from Eritrea say a group of about 200 soldiers have surrounded the ministry of information in the capital, Asmara.
State TV has also reportedly been taken off air in what some have described as a coup attempt.
The city is said to be calm with no shots having been fired.
Eritrea's government has been criticised by human rights activists as one of the world's most repressive and closed countries.
The websites of key Eritrean state and ruling party media are currently operating erratically, with the site for the ruling People's Front for Democracy and Justice (PFDJ) party inaccessible.
A statement has reportedly been read out on state radio and television calling for the implementation of the country's 1997 constitution.
The UK Foreign Office said that it had received reports of "unusual military movements in and around Asmara", and noted that local radio and TV appear to have been shut down.
President Isaias Afewerki has ruled the country as a one-party state since independence from neighbouring Ethiopia in 1993. |
|
|
Written by መሪሕነት ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ
|
|
Thursday, 10 January 2013 12:19 |
|
2013-01-03
ቃል ዮሃና
ክቡራት ብጾት
ሓሙስተ ውድባት ኣብ ሓደ ሰልፊ ንምጥርናፍ ዝወሰድኩሞ ስጒምቲ ኣርኣያዊ እዩ። ውጽኢት ኣኼባ ባይቶ ኣበይ ከም ዘምርሕ ኣብ ዘይንፈልጠሉ መድረኽ፡ ከምኡ እውን ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘሎ ሃደሽደሽ ኣብ ሰውመላ ከምርሕ ድዩ? ሓዲሽ ፈተነ ምቛም ወተሃደራዊ/ዲክታተራዊ ስርዓት ክግበር ድዩ? ኣብ ዘይፍለጠሉ እዋን፡ ስምረት ሓሙሽተ ውድባት ኣብ ሓደ ሰልፊ ወሳኒ ግደ ኣለዎ።
|
|
Read more...
|
|
Written by ሕሩይ ተድላ ባይሩ
|
|
Monday, 26 November 2012 10:54 |
|
ኣኼባ ሃገራዊ ባይቶ ህጹጻት ጉዳያት ኣለውዎ ንሳቶም ድማ እዞም ዝስዕቡ እዮም፥
1. ባይቶ ኤርትራ ንደሞራስያዊ ልወጢ ብባይቶታ ሰንዓ ፎሩም ሕጋዊ ተፈላጥነት ክህልውዎ
2. ምስ ባይቶታት ዓለም ስለ ክፋለጥ ማእከላይ መደበር ባይቶ ኣብ ውጻኢ ክኸውን
3. መደበር ፈጻሚት ሽማግለ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክኸውን
4. ንነጋዶ ህዋሳት ኤርትራውያን ብኹሉ ኣገባብ ዝቃለስ ትካል ምቕዋም
5.
ሰራዊት ባይቶ ብባይቶ እምበር ብሰራዊት ዘለወን ውድባት ከይቀውም፡ እዚ ድማ ብኢድ-ኣዙር ወተሃደራዊ ኪዳንን ናይ ጽባሕ ዲክታተራዊ ሰራዊትን ስለ ከይቀውም እዩ
|
|
Read more...
|
|
Written by ሃይለ ገብረትንሳኤ
|
|
Wednesday, 31 October 2012 20:31 |
|
ዶክተር በረኸት ሃብተስላሴ!
ኣብ ቃልካ ንምንታይ ዘይጸናዕካ?
“ዘየስርሕ እንተነይሩ ንምንታይ ዘይለቐቕካ?”
ዶክተር በረኸት ሃብተስላሴ፡ ዝበልካዮ ኣብ
መርማሪ ኮሚሺን ከልኻ ብ1974
ኣዲስ ኣበባ - ኢትዮጵያ።
|
|
Read more...
|
|
Written by ሃይለ ገብረትንሳኤ
|
|
Wednesday, 31 October 2012 20:26 |
|
ኣስመራ!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
ናይ ሞት ይጽናሕ፡ ናይ ሕልፈት ይበኸ።
ማይበላ ማይበላ!!!!!!!!!!!!!!!!!
ኣስመራ ተኣኪብክን ማይ በላ!
ኣብ ኣደባባይ ወጺእክን ተማህለላ
ዓው ኢልክን ጨድራላ! ጨድራላ!!!!
|
|
Read more...
|
|
Written by ይለ ገብረትንሳኤ
|
|
Tuesday, 16 October 2012 11:11 |
መጋረጃ ይቀንጠት 13
መርየት ተወሪሩ
መንነት ተቐይሩ?
መጋረጃ ይቀንጠጥ ኣኺሉ መዓልቱ
ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱ
ክንደይሻዕ ክንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ
ይኣክል ናይ ብርዒ፡ ይገለጽ ኣስማቱ።
|
|
Read more...
|
|
Written by ኤዲቶርያል ቦርድ
|
|
Wednesday, 10 October 2012 13:14 |
|
ከም ዝዝከር ብዕለት 26 መስከረም 2012 ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ”መሬት ናይ መንግስቲ’ዩ” ዝብል ርእሰ-ዓንቀጽ፡ ብሓደ ሸነኽ ካብቲ ክገብሮ ዝጸንሐ ጸረ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ገበናት ኢደይ ሕጹብ ከም ጲላጦስ ንምባል በቲ ሓደ ሸነኽ ድማ ጸረ-ህዝቢ ኤርትራ፣ ጸረ-ኤርትራዊ መንነትን ንፍጹም ጥፍኣት ህዝቢ ኤርትራ ባይታ ዘጣጥሕ ናይ ገበን መደባቱ ዘተግብረሉ ኩነት ብኣድናጋርን ሸሓጥን ዝኾነ ኣገባብ ብጽሑፍ ኣቕሪቡ ኣሎ።
|
|
Read more...
|
|
Written by ሃይለ ገብረትንሳኤ
|
|
Wednesday, 10 October 2012 13:03 |
|
ኣስመራ ብሽምዓ?
መጋረጃ ይቀንጠጥ ካብ ኮን ሰዓቱ 12
መጋረጃ ይቀንጠጥ ኣኺሉ መዓልቱ
ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱ
ክንደይሻዕ ክንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ
ይኣክል ናይ ብርዒ፡ ይገለጽ ኣስማቱ።
|
|
Read more...
|
|
Written by Herui Tedla Bairu
|
|
Monday, 01 October 2012 18:05 |
|
2010-06-30
I notice an intensive campaign directed against the person of Kernolios on the Eritrean Websites for making unsuitable remarks about the hero of the Eritrean Revolution: the great Idris Awate. The position of our party regarding the matter at hand may be summarized as follows: the remarks of Kernelios are not well-measured but our solidarity with the Kunama nationality remains as strong as ever. In confirmation of this stand we are republishing an article posted some two years ago.
|
|
Read more...
|
|
Written by ኤዲቶርያል ቦርድ
|
|
Thursday, 20 September 2012 10:03 |
|
ህዝቢ ኤርትራ ብናይ ሳላሳ ዓመታት ዕጥቃዊ ቃልሱ ነጻነቱ ዘረጋገጸ ህዝቢ እኳ እንተኾነ፡ ኣብዛ ሓርነታ ዘይለበሰት ሃገርና ስርዓት ህግደፍ ንህዝቢ ኤርትራ ኩሉ መሰረታዊ መሰላቱ ብምግሃስ ንኣደዳ ማእሰረቲ፣ ስደትን ሞትን ምጽጥሑ ውሒድዎ ዕምሪ ስልጣኑ ንምንዋሕ ኣሎ ዝብሃል ምትላልን ምዝመዛን ኣብ ልዕሊ ህዝብናን ሃገርናን ከካይድ ጸኒሑን ኣሎን።
|
|
Read more...
|
|
Written by heguardian
|
|
Tuesday, 18 September 2012 09:55 |
|
ካብ ጸብጻብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝተረኽበ ሓበሬታ ከምዝሕብሮ፡ እቲ ቀንዲ ዓንዲ ሕቖ ስርዓት ህግደፍ ኮይኑ ዘንቀሳቕስ ዘሎ ምንጭ ገንዘብ ካብ ዘይሕጋዊ መሸጣ ብረት ከምኡ ድማ መጭወይቲ ኤርትራውያን ዜጋታት ዝርከብ ገንዝብ ምዃኑ ኣቃሊዑ።
|
|
Read more...
|
|
|
|
|
|
|
Page 3 of 22 |