|
Written by ሕሩይ ተድላ ባይሩ
|
|
Monday, 20 February 2012 15:59 |
|
ደሞክራሲ ኣብ ኤርትራ፡ ፕሮግራማዊ ገለጻ፡ (ካልኣይ ክፋል)
ስቶክሆልም 2000-08-25
መቕድም
ኣብቲ እዋን ካብ ተዋሳእቲ ጸረ-ዲክታተራዊ ቃልሲ ሓድሓደ ሕቶታት ብዛዕባ "ደሞክራሲ ኣብ ኤርትራ" ዝኣርእስቱ ጽሑፈይ ወሪዱ ነበረ። ነቶም ዝቐረቡለይ ሕቶታት (ድሕሪ ምስጋና) ከም መበገሲ ወሲደ ካብ ክሊ ሃገራውን ደሞክራስያውን ልዝብ ከይወጻእኩ ማእከላውያን ዛዕባታት ከልዕል መረጽኩ። ዘልዓልኩዎም ዛዕባታት እዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ
እዮም፥
|
|
Read more...
|
|
|
Written by Editorial Board
|
|
Thursday, 09 February 2012 18:08 |
|
2010-06-14
Stockholm
ፕሮግራማዊ ገለጻ
ብሕሩይ ተድላ ባይሩ
20 ነሓሰ 2000 ዓ.ም.
ስቶክሆልም
መእተዊ
እዚ ጽሑፍ እዚ ኣብ ትሕቲ
(Democracy in Eritrea: Programmatic Proposals) ዝብል ኣርእስቲ ቅድሚ ዓሰርተ ዓመታት ብቛንቛ እንግሊዝንያ ኣብ ኢንተርነት ተሓቲሙ ነበረ። ከምኡ እውን እቲ ካልኣይ ክፋል (Further Elaboration) ብዝብል ኣርእስቲ ተሓቲሙ ነበረ። ብቛንቛ ትግርንያ ግን ብምልክዕ ጥራዝ (ብ7 ጥቅምቲ 2000) ተሓቲሞም ተዘርገሑ ደኣ እምበር ኣብ ኢንተርነት ክሳብ ሕጂ ኣይሰፈሩን ነበሩ።
|
|
Read more...
|
|
Written by Editorial Board
|
|
Monday, 06 February 2012 15:44 |
|
ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ጽሑፋቱ ብቐጻሊ ኣብ ፍሉይ ኣርእስትታት ጠርኒፉ ንህዝቢ ብሓፈሻ ንመንእሰያት ድማ ብፍላይ ከላሊ እዩ።
ጽሑፋትና ድማ ብኸምዚ ዝስዕቡ ኣገባብ ክቐርቡ እዮም፡
- ቀዳማይ ምዕራፍ ብጉዳይ ደሞክራሲ ኣብ ኤርትራ
- ካልኣይ ምዕራፍ ብዛዕባ ሰላምን ዲፕሎማስን peoples to peoples diplamacy
- ሳልሳይ ምዕራፍ ብዛዕባ ጉዕዞ ሃገራዊ ጉባኤ
- ራብዓይ ምዕራፍ ብዛዕባ ምሕዝነት (Eritnrean National Alliance)
- ሓምሳይ ምዕራፍ ዝምድና ምስ ኪዳን
ዝተረፈ ድማ ኣብ ጉዕዞ ዝርአ ጉዳይ ክኸውን እዩ። ቀንዲ ናይዚ መደብና ድማ ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብዚ ዝሓለፈ 11 ዓመታት ዝትሓልፉ ተመኩሮታትን ዝትኣከበ ፍልጠትን ንስለ ክምሃርሉ እዩ። |
|
Written by ECP
|
|
Thursday, 01 July 2010 15:37 |
|
2010-06-30
A Covenant of Eritrean Nationalities
Introduction
In my name and on behalf of the Eritrean Congress Party, I apologize for the humiliation and oppression that has been meted out on the nationalities of Eritrea; our anger is directed, however, against the savagery that was inflicted upon the Kunama, and Nara peoples.
|
|
Read more...
|
|
Written by ብሕሩይ ተድላ ባይሩ
|
|
Monday, 14 June 2010 14:15 |
|
2010-06-13
ደሞክራሲ ኣብ ኤርትራ
ፕሮግራማዊ ገለጻ
ብሕሩይ ተድላ ባይሩ
|
|
Read more...
|
|
|
Written by Herui T. Bairu
|
|
Sunday, 16 May 2010 13:41 |
|
A decade ago I posted to Awate an essay in two parts that all agree inaugurated the democratic movement against the dictatorship. This essay was a culmination of letters and articles that campaigned for elections. Isaias’ regime responded by announcing: Election 2001. This is the first part; the second part shall follow soon.
2010-05-15
DEMOCRACY IN ERITREA: A PROGRAMMATIC PROPOSAL by Herui T. Bairu
|
|
Read more...
|
|
Written by ECP
|
|
Friday, 30 April 2010 23:10 |
|
2010-04-30
ተልእኮና
ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ንመትከላት ስትራተጂ ዓዲ ኣብ ግብሪ ንምትርጓም ዝቃለስ ፖለቲካዊ ሰረገላ እዩ፣
ዓንድታት ስትራተጂ ዓዲ ሀ) መሬት ዓዲ ለ) ሕገንዳባ ሐ) ባይቶ መ) ዜጋ እዮም
|
|
Read more...
|
|
Written by Herui T. Bairu
|
|
Tuesday, 30 March 2010 09:56 |
2010-03-27
Some Thoughts Regarding the Projected National Conference
1. Introduction
Throughout the history of our revolution, whenever a crisis that threatened the struggle for liberation broke out, the Eritrean people unfurled the flag of national congress or conference. The present demand for a national conference is in step with established tradition. The national devastation caused by internal dictatorship and external wars ushered the slogans of reconciliation and national salvation to the forefront: these two popular
|
|
Read more...
|
|
Written by ECP
|
|
Tuesday, 30 March 2010 09:52 |
|
ቅድሚ ሕጂ ኣብ ናይ ኪዳን ወርከሾፕ ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ርእይቶኡ ኣቕሪቡ ነበረ፡ ንሱ ድማ ቅድሚ ኣብ ቻርተራትን ቅዋማትን ፕሮግራማትን ምእታውና ኣብ ቃል ኪዳናዊ ኣተሓሳስባ (covenant) እንተኣቶና ዶ ኣይሓይሽን ዝብል እዩ ዝነበረ። መሰረት ኣበሃህላና ሰለስተ ተመኩሮታት ህዝቢ ኤርትራ ተጠቒሱ እቲ ቀዳማይ ተመኩሮ ፈደረሽን ኮይኑ እቶም ህዝቢ ኤርትራ ዝተሰማማዓሎም ትካላት/ኣቕዋማት ድማ እዞም ዝስዕቡ ተጠቕሱ፦
|
|
Read more...
|
|
|
Written by ECP
|
|
Thursday, 18 March 2010 20:54 |
|
Part One
Adopted by the Co-operative Party in 2001-02-24, and, subsequently, adopted by the Eritrean Congress Party
An Ideological Overview
1. ‘Sovietism’
At the height of the Industrial Revolution and the age of imperialism, society was ranged along the Labor and Capital class divide. Leninists as well as social democrats agreed on the observation that the bourgeoisie dominated the state.
|
|
Read more...
|
|
Written by ECP
|
|
Wednesday, 02 September 2009 22:59 |
|
(ካልኣይ ክፋል)
ብ 2008 ማእከላዊ መሪሕነት ኪዳን ንኣባልነት ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ብዝምልከት “ጉባኤ ምስ ተሰላስሉ ኣባልነት ሰልፍኹም ክረጋገጽ እዩ” ዝብል ውሳነ ከም ዘሕለፈ ዝዝከር እዩ።
እዚ ውሳነ ብድምጺ ልዕሊ ¾ ኣባላት ማእከላዊ መሪሕነት ስለ ዝጸደቐ ክልዓል ዝግብኦ ሕጋዊ ሕቶ ፥ “ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ጉባኤኡ ኣማሊኡ’ዶ ኣየማልአን” ጥራይ እምበር ክልኦት
ዘይሕጋውያን ሕቶታት ክለዓሉ ኣይምተገብአን።
|
|
Read more...
|
|
Written by ECP
|
|
Friday, 14 August 2009 23:40 |
|
(ቀዳማይ ክፋል)
ኣብዚ ቐረባ እዋን ብኣሳናዳኢ ሽማግለ ዝተጸውዐ ዓውደ-መጽናዕቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከም ዝተኻየደ ዝዝከር እዩ። ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ ኣብዚ ዓውደ-መጽናዕቲ ተሳቲፉ ነበረ። ኣብኡ ዘተኰርናሉ ነጥቢ ኣቃውማ ኣሰናዳኢ ሽማግለ ነበረ፣ ንሱ ድማ ኣባላት ኣሰናዳኢ ሽማግለ ካብ ኩሎም ህዋሳት (ማለት ካብ ስደንያታትን ካብ ሃገራት ድያስፖራን ካብ ኪዳን ወጻኢ ዝዀኑ ፖለቲካዊ ሓይልታትን ምሁራትን ወዘተ) ክቐውም ዝብል ነበረ። ብሰልፍና ዝቐረቡ መጽናዕትታት እዞም ዝስዕቡ እዮም፤ 1) 'መበገሲ ሓሳባት ነቲ ዝሕለን ዘሎ ሃገራዊ ዋዕላን' 2) 'መትከላትን ቻርተርን ነበሩ'።
|
|
Read more...
|
|
Written by Administrator
|
|
Thursday, 02 July 2009 14:09 |
|
read more |
|
|
|
|
|
|
Page 1 of 3 |