Home
Welcome to the website of Eritrean Congress Party Strategi Adi
መጋርጃ ይቀንጠጥ 22 PDF Print E-mail
Written by ሃይለ ገብረትንሳኤ   
Friday, 31 May 2013 19:55
ማእዶ ምስ ዝሓብር፡ ኣንበሳ ይኣስር፡
መጋረጃ ይቅንጠጥ ኣኺሉ መዓልቱ
ኤርትራውያን ንዛረብ መዓጹ ካብ ተኸፍቱ
ክንደይሻዕ ኽንሕባእ ኣብ ቀሚሽ ክንኣቱ
ይኣክል ናይ ብርዒ ይገለጽ ኣስማቱ።
Read more...
 
ካናዳ ቆንስል ስርዓት ህግደፍ ዓጽያ PDF Print E-mail
Written by ኤዲቶርያል ቦርድ   
Thursday, 30 May 2013 10:24

መንግስቲ ካናዳ እቲ ብቆንስል ስርዓት ህግደፍ ካብ ኤርትራውያን ብሽፋን ቀረጽ ክልተ ካብ ሚእቲ ንክኸፍሉ ዘካይዶ ዝነበረ ስራሓት ንዓለምለኻውን ሕጊ ካናዳን ዝጻረር ብምዃኑ እዚ ቆንስል ካብ ተግባራቱ ንክቑጠብ መጠንቀቕታ ከተቕርብ ከም ዝጸንሐት፡ እንተኾነ ቆንስል ስርዓት ህግደፍ ነዚ መጠንቀቕታ ዕሽሽ ብማለት ነዚ ዘይሕጋዊ ተግባራቱ ክቕጽል ብምጽንሑ መንግስቲ ካናዳ ቆንስል ስርዓት ህግደፍ ኣብ ካናዳ ክዕጾ ወሲና ኣላ።

Read more...
 
ስዉእ ሙሓመድ ኣንሰራ PDF Print E-mail
Written by ሕሩይ ተድላ ባይሩ   
Thursday, 30 May 2013 09:24

ተጋዳላይ ስዉእ ሙሓመድ ኣንሰራ ኣብ ዓዲ ዓቐብ፡ ከባቢ ሰንዓፈ ብ1924 ዓ.መ.ፈ. ተወለደ። ካብቶም በቲ ግዜ ትምህርቲ ዝቐሰሙ ስለ ዝነበረ ቋንቋታት እንግሊዝን ጥልያንን ኣምሓርንያን ከይተረፉ የጠናቕቕ ነበረ።

Read more...
 
ክሲ ኣንጻር ክልተ ኣብ መሸጣ ኤርትራውያን መንእሰያት ዝተሓባበሩ ሰባት PDF Print E-mail
Written by DN   
Tuesday, 28 May 2013 09:26

ሎሚ ሰሉስ ኣብ ብርክት ዝበሉ መርበብ ሓበሬታ ምዕራባውያን ሃገራት ንንባብ ዝበቕዐን ንብዙሕ ዘስደመመን ዜና ወጺኡ ኣሎ፡፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ዜጋታት ብበደዊን ዝወርድ ዘሎ ዘስካሕክሕ ግፍዕታት ኣብ ምትሕብባርን ከም ወከልቲ ብምዃን ካብ ስድራቤት ዝተጨውዩ ኤርትራውያን ዜጋታት ገንዘብ ክቕበሉ ብምጽናሕ ክልተ ሰባት ተኸሲሶም ኣብ ፍርዲ ቤት ሽወደን ቀሪቦም ከምዝነበሩ ኣብ ዝሓለፈ ሳምንታት ኣብ ዘውጻእናዮ ዜና ሓቢርና ኔርና።

እዞም ብመበቆሎም ካብ ማእከላይ ምስራቕ ዝመጹን ሽወደናዊ ዜግነት ዝወነኑ ክልተ ሰባት፡ ምስቶም ኤርትራውያን ጨውዮም ኣብ ሲናይ ዝገፍዑን ዝቐትሉን ዘለዉ በደዊን ብምትሕብባርን ከም ወከልቶም ኮይኖም ነዚ ኣረሜናዊ ስራሕ ኣብ ዘካይድሉ ዝነበሩ እዋን፡ ስድራቤት ግዳያት ኣዝማዶም ካብዚ ስቓይ ንምድሓን ዝኸፈልዎ ገንዘብ ክቕበሉ ዝጸንሑ ሰባት እዮም፡፡ ኲኖ እዚ ዝቐረበሎም ክሲ ናይ ቅትለት ገበን ክፍጽሙ ምድላዋት ከካይዱ ጸኒሖም ዝበል ክሲ እውን ቀሪቡሎም እዩ። እዞም ክልተ ሰባት ክሲ ኣብ ሽወደን ቀሪብዎም ዋላ እንተጸንሐ እዚ ጉዳይ ኲኖ ዶባት ሽወደን ዝኸይድ ገበናዊ ምትእስሳራት ስለዝጸንሖ ግን ክሶም ብፍርዲ ቤት ሕብረት ኤውሮጳ ከምዝተላዕለ ተፈሊጡ ኣሎ።

Read more...
 
ዲሞክራሲን ጻዕዳ ጣፍን PDF Print E-mail
Written by ሃይለ ገብረ ትንሳኤ   
Wednesday, 22 May 2013 12:31
ዲሞክራሲን ጻዕዳ ጣፍን
ኣብ ከመይ ይፈርዩ።
ዲሞክራሲን ጻዕዳ ጣፍን እንታይ ኣራኸቦም ዝብል ሕቶ ኣብ ኣእምሮ ክመጽእ ስለ ዝኾነ ንኽገልጽ ኣንበብቲ ብጽሞና ንኽትካታተሉ ብትሕትና ይሓትት።
ብመጀመርያ፡ ጻዕዳ ጣፍ ኣብ ከመይ ዝኣመሰል መርየት ይበቁል? እቲ ዝበለጸ እኳድኣ፡ ኣብ ጎልጎል ዋልኻ ኽኸውን ከሎ እዩ። ዋልኻ ኮይኑውን ኣብ ኩርቢት ወይ ኣብ ኑኡስ ጎበታት ክበቁል ይኽእልዩ እንተኾነ ከምቲ ናይ ጎልጎል ዋልኻ ፍርያት ኣይህብን።
Read more...
 
ንመምህር ኣማረ መንግስተሰማያት፣ ንስድርኡ ድማ ጽንዓት PDF Print E-mail
Written by ሕሩይ ተድላ ባይሩ   
Monday, 20 May 2013 07:59

መምህር ኣማረ ካብቶም ንሃገርን ደሞክራስያን ብጽንዓት ዝተቓለሰ ተጋዳላይ ምዃኑ ምስኩር እዩ። ኣብ ዓዱ ዝትከለሉ መዘከርታ እውን ነዚ ክቡር ቃልሲ ኣብ ግምት ዘእተወ እዩ ክኸውን ዝኽእል። እንሆ ምዕራፍ ተጋደልቲ እናተዓጽወ ይኸይድ ኣሎ። ዕድል ገዳይም ኣብ ሓቂ ዝተመስረተ ታሪኽ ክንምዝግብ ግዜኡ መጺኡ፡ ከመቅጽበተ ዓይን ከይሓልፍ ድማ ምስትውዓል ከድሊ እዩ። መምህር ኣማረ እኳ ብዙሕ ስለ ዝጸሓፈ ብጥርኑፍ መልክዕ ክብርከት ተስፋ ኩሎም ኣድነቕቱ እዩ። ስድራቤት ኣማረ ጽንዓት ይሃብኩም፡ ነቶም ነኣስቱ ድማ ዕድሚኦም የንውሕ።

ብስመይን ብስም ብጾተይን

ሕሩይ ተድላ ባይሩ
 
Amnesty slams Eritrea political jailings PDF Print E-mail
Written by news.com.au   
Tuesday, 14 May 2013 11:22

ERITREA'S hardline regime has jailed at least 10,000 political prisoners, many in "unimaginably atrocious conditions", rights group Amnesty International says in a report criticising the situation in the Red Sea state.

With political opposition banned, independent media quashed and religious minorities targeted, the ex-rebel government uses a system of underground cells and shipping containers to house the prisoners, reads the report, released on Thursday.

Read more...
 
The telephone, new weapon of Eritreans in exile PDF Print E-mail
Written by AFP   
Tuesday, 07 May 2013 08:42

Galvanised by the Arab spring, Eritreans in exile in Europe are mobilising against the authoritarian regime of President Issaias Afeworki with a new tool -- the humble telephone.

Read more...
 
ጓል 17 ዓመት ኤርትራዊት ድሕሪ ብዙሕ ስቓይ ኣብ ሽወደን ዑቕባ ረኺባ PDF Print E-mail
Written by Expressen   
Tuesday, 23 April 2013 09:25

ሓንቲ ካብቶም ኣደዳ ጭውያ ሲናይ ዝኾኑ ኤርትራውያን ድሕሪ ዝወረዳ ስቓይን መግረፍትን ካብቲ ዝነበረቶ ስቓይ ተገላጊላ ዑቕባ ብምርካብ ኣብ ሕቑፊ ኣዲኣ ክትበጽሕ ኪኢላ ኣላ። እዛ ኤርትራዊት ዜጋ ብጨወይቲ ተሸይጣ ኣብ ሲናይ ኣብ ዝጸንሓትሉ ጊዜ ድማ እዩ ንኣዲኣ ደዊላ ”ኣደ ተጨውየ ኣብ ማእሰርቲ ሲናይ ኣለኹ፡ ዝሓተቱኺ ኩሉ ድማ ግበርሎም” ክትብል ዘርድኣታ። ሂወት ጓላ ከተድሕን ዝተገደደት ኣደ ድማ ንጨወይቲ 160 000 ክሩኑር (ከባቢ 25 000 ዶላር) ክትከፍል ተገደደት።

Read more...
 
ቃል-ሓዘን PDF Print E-mail
Written by ECP   
Saturday, 20 April 2013 13:34

ወይዘሮ ለተጽዮን መድሃኔ ብዕለት 29 መጋቢት 2013 ብሞት ካብዛ ዓለም ተሰናቢታ። ከምቲ ኣብዛ ዓለም ብሂወት እንጸንሕ ብሞት ክንሳነበት ንቡር ጉዳይ ድኣ ይኹን እምበር ሞት ብሓደጋ ክመጽእ እንከሎ ግን ዝያዳ ሓዘን ከስዕብ ናይ ግድን እዩ። በዚ ኣጋጣሚ ንመዋቲት መንግሰተሰማይ ንምሉኣት ስድራቤት ድማ ጽንዓት ይሃብኩም ብምባል ኣባላት ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ - ስትራተጂ ዓዲ ናይ ሓዘንኩም ተኻፈልቲ ምዃና በዚ ኣጋጣሚ ንገልጽ።

ኤዲቶርያል ቦርድ ሰልፊ ጉባኤ ኤርትራ - ስትራተጂ ዓዲ

20/4/2013

 
How Could a Lasting Peace between Ethiopia and Eritrea be Achieved? PDF Print E-mail
Written by Think Africa   
Wednesday, 17 April 2013 21:10
After more than a decade of low-level hostilities and sour relations, there are signs Eritrea and Ethiopia could be ready to talk again.
 BY SALIH NUR

On the road from Keren, Eritrea. Photograph by Carsten ten Brink

It has been over a decade since talks regarding the demarcation of Eritrea-Ethiopia border stalled, and relations between the two long-standing nemeses deteriorated into an effective cold war.

Read more...
 
«StartPrev12345678910NextEnd»

Page 1 of 22
Copyright © 2013 Eritrean Congress Party Strategy Adi. All Rights Reserved.
 

Our Undertaking

The Eritrean Congress Party Strategy Adi is a political vehicle whose main mission is to translate the principles of the Strategy Adi into an Eritrean reality. The name of our website is: "The Eritrean Congress Party Web Page" (ECPWP). The mission of our website is to spread and deepen the crucial message embodied in the Strategy Adi. The key historical concepts embedded in our Strategy Adi are: a) Adi, b) Highi Indaba, c) Baito, and d) Zega.

read more


GetFirefox

logo-wordmark-vertical_small

If you can't

read Tigrinja

try Firefox